ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ኮንዶም
ወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ ዘርኢ ከፍስስ እንከሎ፡ ከም መዕቆሪ የገልግል። ኮንዶም ካብ ኤች.ኣይ.ቭን ዝበዝሑ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትን ይከላኸል፡ ከምኡ’ውን ዘይተደልየ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ዝከላኸል (ኣገባብ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲእዩ)። ኮንዶም ሓንሳእ ጥራይ ኢኻ ክትጥቀመሉ ዘለካ።