ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ኣድልዎ
ንኣብነት ካልእ ሕብሪ ቆርበት፡ ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ወይ ድማ ኣረኣእያ ጾታ ወይ ድማ HIV ስለ ዘለዎ ንሰባት ፈላሊኻ ምርኣይ። ኣብ ዝበዝሓ ሃገራት ኣፈላላይ ብሕጊ እተኸልከለ እዩ።