ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ሓኪም

ንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ ጓለንስተይቲ ክኸውን ይኽእል። ምስ ሓኪም ብዛዕባ ጾታውነት፡ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ-ጥንስን ጥንስን ክትዘራረቡ ትኽእልኡ ኢኹም። ሓደ ሓኪም፡ ነቲ ዝበልኩምዎ ምስ ካልኦት ሰባት ክዘራረበሉ ኣይፍቀደሉን እዩ። እዚ ማ፡ ምስጢራዊ (ስቱር) ሓበሬታ እዩ።