ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ዋህዮ ዘርኢ እንቋቝሖ
ናይ ጓል ኣንስተይቲ ጾታዊ ወሃዮ። ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ማህደረ እንቋቊሖኣ ብዙሓት እንቋቊሖ ወሃዮታት ሒዛ እያ እትውለድ። ካብ ግርዝውና ኣትሒዛ፡ ኣብ ነፍሲወከፍ ወርሒ 1 ወሃዮ ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ተወጽእ። ሓንቲ ወሃዮ ጾታ ብዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ድቂድቂዝጸገየት እንቋቚሖ ኣብ' ማህጸን ኣደ እያ እትዓቢ። እተን ቀዳሞት 3 ኣዋርሕ ናይ ጥንሲ…ብዙሕ ምንባብ ምስ እትሕዝ፡ እታ ሰበይቲ ጥንስቲ ትኸውን። እታ እንቋቊሖ ድቂ እንተዘይሒዛ፡ ትመውት እታ ጓል ኣንስተይቲ ድማ ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ ይህልዋ ማለት’ዩ።