ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ማዕርነት
እዚ፡ ኵሎም ሰባት ማዕረ ኰይኖም፡ ብኸምኡ ድማ ክትሓዙ እንከለዉ እዩ። እዚ ማለት ንስኻትኩም ደቂ-ተባዕትዮ ኩኑ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ወይ ድርብ ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ዘይኰኑ፡ ኣንጻር ጾታ ዝብህጉ ወይ ግብረ-ሰዶምግብረ-ሰዶምምስ ተመሳሳሊ ጾታ ዘለዎም ሰባት፡ ጾታዊ ስምዒት ምህላው እዩ፡ እዚ ማለት ደቂ-ተባዕትዮ ምስ…ብዙሕ ምንባብ፡ ጻዕዳ ቆርበት ዘለዎ፡ ቡናዊ ቆርበት ዘለዎ ወይ ጸሊም ቆርበት ዘለዎ፡ ጥዑያት ወይ ሕሙማት ብዘየገድስ፡ ነፍሲ-ወከፍኩም ንሓድሕድኩም ማዕረ እዩ። ማዕርነትማዕርነትእዚ፡ ኵሎም ሰባት ማዕረ ኰይኖም፡ ብኸምኡ ድማ ክትሓዙ እንከለዉ እዩ። እዚ ማለት ንስኻትኩም ደቂ-ተባዕትዮ…ብዙሕ ምንባብ ብሕጊ እተሓለወ እዩ።