ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ግብረ-ሰዶም

ምስ ተመሳሳሊ ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ዘለዎም ሰባት፡ ጾታዊ ስምዒት ምህላው እዩ፡ እዚ ማለት ደቂ-ተባዕትዮ ምስ ደቂ-ተባዕትዮ፡ ደቂ-ኣንስትዮ ምስ ደቂ-ኣንስትዮ ጾታዊ ስሕበት ክህልዎ ከሎ እዩ። ሓደ ሰብ ምስ ተመሳሳሊ ጾታ፡ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ብዘይ ከይደልየ ወይ ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ ከይገበረ እንከሎ፡ ግብረ-ሰዶማዊ ክኸውን ይኽእል እዩ። ስሓደ ሰብ ግብረሰዶማዊ/ት ዝበሃል፡ ንገዛእ ርእሱ ወይ ንገዛእ ርእሳ ብኸምኡ ምስ ዝወስዶ ወይ እትወስዶ እዩ።