ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊ

ኣብ ከባቢ ጾታዊ ኣካላት ወይ ድማ መሃንቱስ ዝወጽእ ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊጡብ-ኣድጊንኣሽቱ፡ ውጽእ ዝበለ፡ ተሪር ሕበጥ ኣብ ቆርበት። ጡብ ኣድጊ ዝበዝሕ ግዜ ባዕሉ እዩ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ድማ ጥረ እዩ። ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊኣብ ከባቢ ጾታዊ ኣካላት ወይ ድማ መሃንቱስ ዝወጽእ ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ፡ ፓፒሎማ ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ ሰብ ዝለዓል ኮይኑ፡ ገለ ግዜ ምሕካኽዘኸትል እዩ። ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽስታት (STI) እዩ፡ ከምኡ’ውን ተላባዒ እዩ። ብናይ ቆርበት ንቆርበት ምትንኻፍ’ውን ክመሓላለፍ ይኽእል እዩ። ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ኩሉ ግዜ ካብ ናይ ብልዕቲ ጡብ-ኣድጊ ክከላኸለካ ኣይክእልን እዩ።