ኣብ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ፡ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ወይ ድማ መሃንቱስ ሽተተት ዝብል ፈሳሲ ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ። እዚ መለሳሰሊ ፈሳሲ ናብ ርሕሚ ወይ ድማ መሃንቱስ ምእታው የቕልሎ።