ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መለሳለሲ ቅብኣት

ኣብ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ወይ ድማ መሃንቱስ ሽተተት ዝብል ፈሳሲ ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ። እዚ መለሳሰሊ ፈሳሲ ናብ ርሕሚ ወይ ድማ መሃንቱስ ምእታው የቕልሎ።