ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጅግልጅግል

እዚ፡ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ናይ ሽምብቆ ሽንቲሽንቲሰባት ናብ ሽቓቕ ብምኻድ ኣብ ኣካላቶም ዝርከብ ርስሓት ብመንገዲ መትረብ ሽንቲ ጌሮም ዘውጽእዎ…ብዙሕ ምንባብ (ደቂ-ተባዕትዮ) ወይ ድማ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ (ደቂ-ኣንስቲ)። እቲ ልሙድ ምልክታት ናይ ጅግል፡ ካብ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ወይ ድማ ርሕሚ ብጫ ሕብሪ ዘለዎ ቀጠልያ ፈሳሲ ይፈስስ። ጅግል ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ (STI) ኮይኑ ብባክተርያ ዝለዓል እዩ። ኮንዶምካብ ጅግል ይከላኸል። ጅግል ብጸረ-ነፍሳት ክሓዊ ይኽእል እዩ።