ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ስንክልና

ኣካላዊ ወይ ድማ ኣእምሮኣዊ ስንክልናስንክልናኣካላዊ ወይ ድማ ኣእምሮኣዊ ስንክልና ኣካላዊ ስንክልና ንኣካላት ዘጥቕዕ ኩነታት እዩ፡ ንኣብነት ብጸገም…ብዙሕ ምንባብ ኣካላዊ ስንክልና ንኣካላት ዘጥቕዕ ኩነታት እዩ፡ ንኣብነት ብጸገም ምርኣይ ወይ ጸገም ምስማዕ፡ ናይ ምንቅስቓስ ጸገማት ወይ ኵነታት ናይ   ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ እዩ። ኣእምሮኣዊ ስንክልና ንኣእምሮ ዘጥቅዕ ኩነታት እዩ፡ ንኣብነት ከም ናይ ምምሃር ጸገማት ወይ ድማ ከም ጭንቀት ዝኣመሰለ ናይ ኣእምሮ ጸገማት እዩ።