ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ምስ ኣባላት ስድራቤት ዝግበር ጾታዊ ርክብ

ኣብ መንጎ 2 ኣባላት ስድራቤት ወይ ናይ ቀረባ ኣዝማድ ዝግበር ጾታዊ ምትንኻፍ። ዝብዝሕ ግዜ ርኹስ ወሲብ ብ ሓይሊ, ይፍጸም፡ ሓደ ወይ ክልቲኦም መጻምዲ ከኣ ትሕቲ 18 ዓመት ክኾኑ ይኽእሉ። ምስ ኣባላት ስድራቤት ዝግበር ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ብሕጊ ክልኩል እዩ። ብዛዕባ ርኹስ ወሲብ ዝምልከት ሕጊሕጊእንታይ ክትገብር ከም ዝለካን እንታይ ክትገብር ከም ዘይብልካን ዝነግረካ መመርሒ። ነፍሲወከድ ሃገር እተፈላለየ…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተፈላለየ እዩ።