ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ሕጊ

እንታይ ክትገብር ከም ዝለካን እንታይ ክትገብር ከም ዘይብልካን ዝነግረካ መመርሒ። ነፍሲወከድ ሃገር እተፈላለየ ሕግታት እዩ ዘለዋ። ሕጊሕጊእንታይ ክትገብር ከም ዝለካን እንታይ ክትገብር ከም ዘይብልካን ዝነግረካ መመርሒ። ነፍሲወከድ ሃገር እተፈላለየ…ብዙሕ ምንባብ ምስ እተፍርስ፡ ክትቅጻዕ ኢኻ (ገንዘብ ክትከፍል የድልየካ ይኸውን ወይ ድማ ናብ ቤት ማእሰርቲ ክትከይድ)።