ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
መንዲል ንጽህና ወይ ናይ ወርሓዊ ጽግያት ዝቕብል ንእሽቶ ጕዝጓዝ
ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያተን ኣብ ኩስትሞአን ዝለብሳኦ ንእሽቶ ጉዝጓዝ። እዚ ንእሽቶ ጕዝጓዝ ንደምወርሓዊ ጽግያትጽግያትሓደ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ናብ ወሃዮ እንቋቊሖምስ ዝኣቱ የጋጥም። ዝተፋረየየ ወሃዮ እንቋቊሖ…ብዙሕ ምንባብ ይመጽዎ። እዚ ካብ ቦታኡ ምእንቲ ከይንቀሳቐስ፡ ኣብ ታሕተዋይ ወገኑ ተጣባቒ ድርዕቶ ኣለዎ።