ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ወይ ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ መፈወሲ ዝኸውን ነገር። ንኣብነት ጸረ-ነፍሳትጸረ-ነፍሳትኣብ ኣካላት ንባክተርያ ክካላኸል ዘኽእል መድሃኒት። ኣንቲባዮቲክ እትውሓጥ መድሃኒት፡ ሓርጭ ወይ ድማ ፈሳሲ…ብዙሕ ምንባብ መድሃኒታት እዮም።