ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ሕማም

ናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ ሃልዩ። ዝበዝሑ ሕማማት ክፍወሱ ይኽእሉ እዮም።