ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መርፍእ መከላኸሊ ጥንሲ

ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ንምግታእ ሆርሞንሆርሞንብኣካላትና ዝፈሪ ነገር እዩ። ሆርሞናት ንዝተፈላለየ ስራሓት ኣካላት፡ ማለት  ንኸም ፍርያምነትን ጾታውነትንኣገዳሲ እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ዝሓዘ ኣብ ቅልጽም ወይ መቐመጫመቐመጫመቐመጫኻ 1 ካብቲ 2 ኣብ ድሕሪት ኣካላትካ ዘሎ ኣብ መንጎ እግርኻን ሕቖኻን ዝርከብ…ብዙሕ ምንባብ ዝውጋእ ፈሳሲ (ናይ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲሓደ ኣገባብ). ድሕሪ እቲ ምውጋእ ሓንቲ ጓለንስተይቲ ንዝቕጽል 3 ኣዋርሕ ክትጠንስ ኣይትኽእልን’ያ። ሓደ ኣላዪ ሕሙም, ዶክተር ወይ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ማህጸ ነቲ ምውጋእ የካይዶ.