ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዓበቕ

ብኣዝዮም ደቀቕቲ እንስሳታት ሓሳኹ ዝመጽእ ናይ ቆርበት ()ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብዓበቕዓበቕብኣዝዮም ደቀቕቲ እንስሳታት ሓሳኹ ዝመጽእ ናይ ቆርበት ()ረኽሲ። ዓበቕ ብዙሕ ምሕካኽ, የስዕብ፡ ብቐንዱ…ብዙሕ ምንባብ ብዙሕ ምሕካኽ, የስዕብ፡ ብቐንዱ ኣብ ከብዲ፡ ጾታዊ ኣካላት, ፡ ጻዕዳ እእዳውን ኣብ መንጎ ኣጻብዕቲ ዘሎ ቆርበትን። ሽሕር ብክሬም፣ ታብሌት፣ ወይከኣ ከኒናታት ክድሕን ይኽእል።
ዓበቕ ብ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ (STI) ክመሓላለፍ ይኽእል ተላባዒ’ውን እዩ። ዓበቕ ብምትንኻፍ ቆርበት-ንቖርበት እውን ክመሓላለፍ ይኽእል።