ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ሞዴስ

ብጡጥ እተሰርሐ ንኢሽተይ በትሪ ኮይና ገመድ እተላገበ ኣለዋ። ሓንቲ ጓል ኣስንተይቲ ኣብ ግዜ ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ ንታምፖን ኣብ ውሽጢ ርሕማ ከተእትዎ ትኽእል እያ። ታምፖን ንደም እዩ ዝመጺ። ብቐጻሊ ድማ ክቕየር ኣለዎ።