ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዓቐን ቫይረስ ኣብ ደም

መጠን HIV ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ። መጠን ቫይረስ ኣብ ደም ልዑል እንተድኣ ኮይኑ፡ HIV ናብ ካልኦት ሰባት ብቐሊሉ ክመሓላለፍ ይኽእል እዩ። መድሃኒታት ንጻዕቂ ቫይረስ የጉድልዎ፡ እንተኾነ ግና እቲ ቫይረስ ብጠቓላላ ኣይጠፍእን እዩ።