ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ደም
ቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን ምብጽጻሕን ናብቲ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ዘጥቅዖ ክፍሊ ኣካላት ድማ ጸረ-ነፍሳትጸረ-ነፍሳትኣብ ኣካላት ንባክተርያ ክካላኸል ዘኽእል መድሃኒት። ኣንቲባዮቲክ እትውሓጥ መድሃኒት፡ ሓርጭ ወይ ድማ ፈሳሲ…ብዙሕ ምንባብ ምብጻሕ። ረኽሲ ብመንገዲ ምስግጋር ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ክመሓላለፍ ይኽእል’ዩ።