ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮ

እዚ ኣብ ገሊኡ፡ ከም ምኽንሻብ ጓለንሰተይቲ ይፍለጥ እዩ።

እዚ ድማ፡ ናይ ጓለንስተይ'ቲ ከንፈር ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ወይ ጉድበጉድበተኣፋፊት ኣካል ኰይና፡ ላዕለዋይ ክፋላ ኣብ መኽፈቲ ርሕሚ ብዓይኒ ዝርአ፡ ከምኡ ድማ ውሽጣዊ…ብዙሕ ምንባብ ብኸፊል ወይ ብመላእ ምእላይ እዩ። ኣብ ገለ እዋን  እቲ ቁስሊ ይስፈ እዩ። ኣብ ልዕሊ ብዓይኒ ዝርኣዩ ’ናይ ጓለንስተይቲ ጾታዊ ኣካላት  ዝትግበር ጎዳእቲ ኣገባባት፡ ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮእዚ ኣብ ገሊኡ፡ ከም ምኽንሻብ ጓለንሰተይቲ ይፍለጥ እዩ።እዚ ድማ፡ ናይ ጓለንስተይ'ቲ ከንፈር ርሕሚ…ብዙሕ ምንባብ ይበሃል።  ኣብ ኤውሮጳ፡ ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮ ብሕጊ ክልኩል እዩ።