ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማ

እቲ ናይ ሆላንድ ኣሕጽሮተ-ቓል ጂጂዲ ወይ GGD ናይ ምምሕዳር ከተማ ወይ ከኣ ሓበራዊ ኣገልግሎት ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ማለት እዩ። ኔዘርላንድስ ኣብ እተፈላለየ ዞባታት ዝተመቓቐለት ክትከውን እንከላ ሕድሕድ ዞባ ናይ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማእቲ ናይ ሆላንድ ኣሕጽሮተ-ቓል ጂጂዲ ወይ GGD ናይ ምምሕዳር ከተማ ወይ ከኣ ሓበራዊ…ብዙሕ ምንባብ ሽፋን ኣለዎ። እቲ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ምምሕዳር ከተማ ኣብ ህዝባዊ ጥዕና ናይቲ ህዝቢ ኣድሂቡ እዩ ዝሰርሕ። ቆልዓኹም ከተኽትቡ፣ ናብ ካልእ ሃገር ክትገሹ እንከለኹም ክትክተቡ፣ ወይ ከኣ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ከይህልዉኹም ክትምርመሩ ናብኡ ክትከዱ ትኽእሉ።