ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ልፋጫዊ ሽፋን
ኣዝዩ ረቂቕ ቀጸላ ናይ ቆርበት (መመብረይን) ኮይኑ፡ ሓፊስ ፈሳሲ (ዓኽታ) ዘለዎ። ገለ ካብቶም ዝሽፍኖም ህዋሳት ኣብ ውሽጢ ኣፍዝርከብ ጽክታት፡ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ፡ መሃንቱስ ከምኡ’ውን ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ የጠቓልል። ገለ ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ ከምኡ’ውን ባክተርያ ብልፋጫዊ መመብረይን ናብ ኣካላት ክኣቱ ይኽእል’ዩ ከምኡ’ውንብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ከስዕብ ይኽእል።