ግዳማዊ ክፋል ጾታዊ ኣካላት ደቂ ኣንስትዮ። ክንፈር ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ፡ ጉድበጉድበተኣፋፊት ኣካል ኰይና፡ ላዕለዋይ ክፋላ ኣብ መኽፈቲ ርሕሚ ብዓይኒ ዝርአ፡ ከምኡ ድማ ውሽጣዊ…ብዙሕ ምንባብ፡ ግዳማዊ መትረብ ሽንትን መኽፈት ርሕምን ኣካል ናይ ከንፈር ርሕሚ እዩ።