ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
መልከፍቲ ባክተርያ (ችላሚድያ)
ብባተርያ ዝለዓል ልሙድ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ። መልከፍቲ ባክተርያ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓለልፍ ኮይኑ (STI)፡ ኣዝዩ ድማ ተላባዒ እዩ። ዝበዝሕ ግዜ ምልክታት የብሉን። ኣብ አዋን ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ምጥቃም ካብ መልከፍቲ ባክተርያ ወይ ችላሚድያይከላኸለልካ። መልከፍቲ ባክተርያ ወይ ችላሚድያ ብጸረ-ነፍሳት ክሕከም ይከኣል እዩ።