ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መሕረሲት

ንጥንስቲ ሰበይቲ ቅድሚ፡ ኣብ ግዜን፡ ድሕርን ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ እትሕግዛ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። መሕረስቲ መድሃኒት ክእዝዛ ኣይክኣላን እየን። ብዛዕባ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ምኽሪ ክህባ ይኽእላ፡ ክገብራልካ ድማ ይኽእላ።

መሕረስቲ ኣንስቲ ክኾና ይኽእላ ወይ ድማ ሰብኡት።