ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መርመራ ክሳድ ማህጸን

ንመመርመሪ ዝኸውን ፈሳሲ ካብ ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ ምውሳድ ማለት እዩ። እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ብንእሽቶይ ብራሽ ጌሩ ንጣብ መመርመሪ ይወስድ። እቲ ሓኪም ነታ ንጣብ ፈሳሲት ንመርመራ ናብ ላቦራቶርሪ ይወስዳ። እታ ንጣብ፡ ከም መንሽሮ ክሳድ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ወይ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት (STI) ዝኣመሰሉ ሕማማት ከይህልዉኻ መመርመሪ ይጠቅም።