ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
መድሕን ጥዕና
ንዝለዓለ ወጻኢታት ናይ ሓካይም ሕክምናታት መድሃኒታትን ዝኸፍላ ወይ ዝሕግዛ ትካላት ። ምወላ ድሕነት ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ኣባል ምስ እትኸውን ጥራይ እዩ ዝኸፍለልካ።