ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ማእከል ጥዕና ህጻናት

እቲ _W_ማእከል ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ህጻናት_W_(ቤት ጽሕፈት ምኽሪቅ) ዕድሚኦም ካብ 0 ክሳዕ 4 ንዝኾኑ ህጻናትኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ይህብ። ኣብቲ ማእከል ጥዕና ህጻናት፡ ውላድካ ክታበትክታበትብዶክተር  ወይ ድማ ብነርስ ዝውጋእ መድሃኒት። ክታበት ከም ፓፒሎማ ቫይረስ ሰብ  ወይ ወይቦ…ብዙሕ ምንባብ ይወሃብ ከምኡ’ውን ብዛዕባ ክንክን ውላድካ ሕቶታት ክትሓትት ትኽእል ኢኻ። እዚ ንምግባር ምዝገባ ኣየድልየኩምን። ድሕሪ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ ውላድካ ኣብ ምምሕዳር ምምዝጋቡ(gemeente)፡ እታ ናይ ከባብያዊት ነርስነርስንሕሙማት ሰባት ኣብ ምክንኻን ከም ስርሓ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። ነስር መድሃኒት ክትእዝዘልካ ኣይትኽእል…ብዙሕ ምንባብ ክትበጽሓካ እያ።