ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ምቅላዕ ወይ ጋህዲ ምግባር
ሓደ ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ ዘለዎ ሰብ ኤች.ኣይ.ቪ ከም ዘለዎ/ዘለዋ ምንጋር እዩ። ዝኾነ ሰብ ነዚ ሓበሬታ ምስ ካልኦት ሰባት ንኸካፍሎ ኣይግደድን እዩ። ሓደ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ፡ እቲ ሰብ ኤች.ኣይ.ቪ ከምዘለዎ ንኻልኦት ሰባት ክነግር ኣይፍቀደሉን እዩ።