ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ምንስሓብ

ቅድሚ ዘርኢ ምፍሳስካ ንመትሎ ካብ ውሽጢ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ምውጻእ። እዚ ባህርያዊ እዩ፡ ግና ከኣ ውሑስ ዘይኮነምክልኻል ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ እዩ  (መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲ)። ደቂ-ተባዕትዮ ዝበሕ ግዜ ንምትሎኦል ኣብ ግዜኡ ስለዘየውጽእዎ፡ ቅድሚ ዘርኢ ምፍሳስ፡ ዋህዮታት ዘርኢ ወዲ-ተባዕታይ እናለሓኹ ክፈሱ ይኽእሉ እዮም።