ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ምኻድ ጥንሲ
ሓንቲ ጓለንስተይቲ ካብ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ወጻኢ ክነብር ዘይክእል እኹል ዘይማዕበለ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ምስ እትገላገል ምብርዓን ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ኣጋጢሙ ማለት’ዩ። እቲ ዕሸል ይመውት። መብዛሕትኡ ግዜ እቲ ዕሸል ንምንታይ ሞይቱ ዝፈልጥ የለን። ኣብ ምብርዓን ጥንሲ፡ እቲ ዕሸል ካብ ምዉት ምውላድ ብዝተሓተ ዝማዕበለ እዩ።