ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ስጋ ዕልቦ

ክፋል ናይ ቆርበት ኣብ ቆብዕ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ (ጫፍ)። እዚ ሽፋን ቆርበት ንቆብዕ መትሎ ካብ ባክተርያን ካልኦት ነገራትን ይከላኸለሎም። እተኸንሸቡ ኣወዳት ሽፋን መትሎኦም ዝለገሰ እዩ።