ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ሻምብቆ ሽንቲ

ጫፍ ናይ መትረብ ሽንቲሽንቲሰባት ናብ ሽቓቕ ብምኻድ ኣብ ኣካላቶም ዝርከብ ርስሓት ብመንገዲ መትረብ ሽንቲ ጌሮም ዘውጽእዎ…ብዙሕ ምንባብ። ሽንቲ ካብ ኣካላትና ብመተሓላለፊ ሽንቲ ኣቢሉ ይወጽእ። ኣብ ደቀንስትዮ ኣብ መንጎ ጒድበን ርሕሚን ይርከብ፡ ኣብ ደቅተባዕትዮ ኣብ ጫፍ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ይርከብ።