ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ቁማል ብልዕቲ
ኣብ ጸጒሪ ብልዕቲ ዝርከቡ ጽግዕተኛታት(ኣዝዮም ደቀቕቲ እንስሳታት)። እቲ ቁማል ብልዕቲደም ይመጽዉ። ንሳቶም ብዙሕ ሳሓ የስዕቡ ከምኡ’ውን ብዙሕ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ የስዕቡ። ቊማላት ብልዕቲ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ (STI), እዮም፡ ግን ብምትንኻፍ ቆርበት ንቖርበት እውን ክመሓላለፉ ይኽእሉ።