ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ቁስሊ ንምጽራይ ዘገልግል መሐሰስያ

ብጾታዊ ርክብ ዝመሓለለፍ ረኽስታት  ወይ ድማ ባክተርያዊ ረኽስታት ከይህልወካ ብዶክተር ኣብ ንእሽቶይ ጡጥ ወይ ድማ ብእሽቶይ ብራሽ ዝውሰድ መፈተኒ መርመራ። እዚ ዝተኣከበ መረቕ፡ ካብ ላቦራቶሪ ንመርመራ ይስደድ።