ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ብሓኪም ዝተኣዘዘ መድሃኒት

እንታይ ዓይነት መድሃኒት ክትወስድ ከም  ዘለካ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ዝጽሕፈላ ንኢሽቶይ ወረቐት እያ። በዛ ወረቐት፡ ኣብ ፋርማሲመድሃኒት ክትዕድግ ትኽእል ኢኻ። ሓኪም ዝእዝዘልካ ወረቐት፡ ንገለ ዓይነት ኣፋውስ እንተ ዘይኮይኑ፡ ንካልእ መድሃኒታት ኣየገልግለካን እዩ።