ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ኣሚንዮቲክ ፈሳሲ
ንዕሸል ኣብ ውሽጢ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ እንከሎ ዝሽፍኖ ፈሳሲ። ፈሳሲ ኣሚኒዮቲክ ነቲ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ እዩ ዝከላኸለሉ። ኣገዳሲ ምስ ዝኸውን፡ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ንእሽተይ ክፋል ካብ ፈሳሲ ኣሚኒዮቲክ ወሲዱ እቲ ዕሸል ጥዕንኡ ከመይ ከም ዘሎ ክርኢ ይኽእል እዩ።