ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ካብ ምስ ሓደ ሰብ ንላዕሊ ጾታዊ ርክብ ምህላው

እዚ ማለት፡ ሓደ ሰብ ካብ ምስ ሓደ ሰብ ንላዕሊ ፍቕራዊ ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ ምህላው ወይ ድማ ከምኡ ዓይነት ዝምድና ክህልወካ ምብሃግ እዩ።