ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ካንዲዳ
ብፋንጋስ ዝለዓል ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ናይ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ እዩ። እቲ ንርሕሚ ካብ ፋንጋስ ዝከላኸለላ መጠን ሚዛን ኣሲድ ይመዛበል። ካንዲዳካንዲዳብፋንጋስ ዝለዓል ረኽሲ ናይ ርሕሚ እዩ። እቲ ንርሕሚ ካብ ፋንጋስ ዝከላኸለላ መጠን ሚዛን…ብዙሕ ምንባብ፡ ጻዕዳ ርሕማዊ ፈሳሲ ክፍስስ፡ ሳሓን ምቕያሕን ክስዕብ ዝገብር እዩ። ካንዲዳ፡ ብክሬም ዓይነት (ኣብ ውሽጢ ርሕሚ ብዝሓቅቕ) መድሃኒትክሓዊ ይኽእል’ዩ። ካንዲዳ፡ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ (STI) ኣይኮነን።