ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኮንዶም ደቂ-ኣንስትዮ

እዚ፡ ጓለንስተይቲ ኣብ ውሽጢ ርሕማ እተእዎ ዓቢ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ እዩ። እቲ ኮንዶም ዘርኢ ፈሳሲ ናይ ወዲ ተባዕታይ እዩ 'ዝእክብ። እዚ ነታ ጓለንስተይቲ ካብ ምጥናስ ይከላኸለላ (ንሱ ሓደ ኣገባብ ካብ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ እዩ)። ካብ እቼ.ኣይ.ቪን ብጾታዊ ርክብ ዘመሓላለፉ ረኽስታት (STI) ድማ ይከላኸል። ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ኣብ እትገብራሉ ኵሉ ግዜ፡ ሓድሽ ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ኮንዶም ክትጥቀሚ ኣለኪን።