ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ወሲባዊ ወይ ጾታዊ ጸገማት

ኣብ ናይ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ሂወትካ ከጋጥሙኻ ዝኽእሉ ጸገማት ከም: ጸገማት ምቕናዕ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ፡ ጾታዊ ስምዒት ዘይምህላው፡ ኣብ ግዜ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ቃንዛ ምህላው። ወሲባዊ ወይ ጾታዊ ጸገማትወሲባዊ ወይ ጾታዊ ጸገማትኣብ ናይ ጾታዊ ርክብ ሂወትካ ከጋጥሙኻ ዝኽእሉ ጸገማት ከም: ጸገማት ምቕናዕ መትሎ፡ ጾታዊ…ብዙሕ ምንባብ ብባህሪኡ ሕክምናዊ፡ ኣእምሮኣዊ ወይ ድማ ምሕዝነታዊ ክኸውን ይኽእል እዩ። ኣብ ገለ እዋን ካብ ሓደ ንላዕሊ ጸገማት ክህሉ ይኽእል እዩ።