ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ውሑስ ጾታዊ ርክብ

መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ንነብሶም ካብ ብጾታዊ ዝመሓላለፍ ረኽስታት፡ HIVን ዘይተደልየ ጥንስን ክከላኸሉ ኣብ ዘድልዮም ዝጥቀምሉ። ውሑስ ጾታዊ ርክብውሑስ ጾታዊ ርክብመጻምድቲ ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ ንነብሶም ካብ ብጾታዊ ዝመሓላለፍ ረኽስታት፡ HIVን ዘይተደልየ ጥንስን…ብዙሕ ምንባብ ማለት፡ መጻምድቲ ኣብ ሓድሕዶም ይከባብሩ እዮም ማለት’ዩ።