ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ዕትብቲ
ቱቦ ዓይነት ኮይኑ ነቲ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ናብ መዳሕንቲመዳሕንቲሓንቲ ጓለንስተይቲ ምስ ጠነሰት ኣብ ጎድኒ እቲ ዕሸል ኣብ ማህጸና ዝዓቢ ኣካል እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ዘላግብ እዩ። ዕትብቲዕትብቲቱቦ ዓይነት ኮይኑ ነቲ ዕሸል ናብ መዳሕንቲ ዘላግብ እዩ። ዕትብቲ ንመኣዛታት ምግብን ዝጉሓፍ…ብዙሕ ምንባብ ንመኣዛታት ምግብን ዝጉሓፍ ፍርያትን ካብን ናብን እቲ መዳሕንቲ የጎዓዕዝ። ድሕሪ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ፡ እቲ ዕትብቲ ይቑረጽ።