ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ዝተማእከለ ሕክምናዊ መዝገብ
እዚ፡ ብዛዕባ ጥዕናኻ ጸብጻብ ዝሓዘ ኮይኑ፡ ናይ ስድራቤትካ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ከሐድሶን ክሰርሖን ዝኽእል እዩ። ንኣብነት፡ እትወስዱዎም ኣፋዉስ፡ ዝወሰድኩምዎም ሕክምናታትን ክታበታትን፡ ከምኡ ድማ ካብ ካልኦት ወሃብቲ ክንክን ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዝመጹ ጸብጻባት። እዚ ንሓኪምካr ጽቡቕ ጌሩ ንኸሰንየካ የኽእሎ። ዝተማእከለ ሕኽምናዊ መዝገብ እንተድኣ ኣለካ፡ ናብ ሓኪም ስድራቤትካ ንኽትጥከይድ ውሑድ ውልቃዊ ብጽሒት ኢኻ እትኸፍል።