ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዝያዳ

እቲ ዝያዳዝያዳእቲ ዝያዳ (eigen risico) ናይ ክንክን ጥዕና ክፍሊታት ኣብ እትሕተቱሉ እዋን ባዕልኹም እትኸፍሉዎ…ብዙሕ ምንባብ (eigen risico) ናይ ክንክን ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ክፍሊታት ኣብ እትሕተቱሉ እዋን ባዕልኹም እትኸፍሉዎ መጠን እዩ። ኩሉ ልዕሊ 18 ዕድመ ዝኾነ ናይ ጥዕና ድሕነት ከውጽእ ይግደድ እዩ። እቲ መጠን ዝያድ ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም።