ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ግብረ-ሕቡእ
ነገዛእ ሰብነትካ ብምትንኻፍ ጾታዊ ምልዕዓል ክስመዓካ ኸሎ (ዝበዝሕ ግዜ ንጾታዊ ኣካላትካ ብምብርባር)። ግብረሕቡእ ናብ ጥርዘ ስምዒትጥርዘ ስምዒትእቲ ዝለዓለ ጾታዊ ምልዕዓል። ንሱ ኣዝዩ ባህ ዘብል ስምዒት እዩ። ክሎም ጭዋዳታትካ ይጭበጡ።…ብዙሕ ምንባብ ከምርሕ ይኽእል።