ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጸጉሪ ብልዕቲ

ኣብ ልዕልን ኣብ ዙርያን ጾታዊ ኣካላትዝርከብ ጸጉሪ። ንውሓት፡ሕብሪ፡ ብዝሒ ከምኡውን ጻዕቂ ናይጸግሪ ብልዕቲ ናይ ነፍሲወከፍ ሰብ ዝተፋላለየ እዩ።