ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ጸጋዪ

ድቂድቂዝጸገየት እንቋቚሖ ኣብ' ማህጸን ኣደ እያ እትዓቢ። እተን ቀዳሞት 3 ኣዋርሕ ናይ ጥንሲ…ብዙሕ ምንባብ እንተድኣ ሒዝኪ፡ ክትጠንሲ ትኽእሊ ኢኺ ወይ ድማ እቲ ኣቦ ድማ ቆልዓ ክህልዎ እዩ ማለት’ዩ። ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ግዜ ዑደትዑደትኣብ ሞንጎ’ታ ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ ጓለንስተይቲ' ወርሓዊ ጽግያት ክሳብ’ታ ቀዳመይቲ መዓልታት ናይታ ትቕጽል…ብዙሕ ምንባብ ጽግያታ፡ እታ እንቋቊሖ ኣብ እተወጽኣሉ 6 መዓልታት ናይ ፍርያምነት ኣለዋ። ኣብዚ ግዜ’ዚ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ እተድኣ ፈጺማ፡ ክትጠንስ ትኽእል እያ።